2 ነገስት 23:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ዮስያስ ከኣ ንቓላት እቲ ኣብታ ኻህን ሒልቅያ ኣብ ቤት የሆዋ ዝረኸባ መጽሓፍ ተጻሒፉ ዘሎ+ ሕጊ ምእንቲ ኺፍጽሞ ኢሉ፡+ ንጠየቕቲ መናፍስትን ንጠንቈልትን+ ንተራፊምን*+ ንጽዩፋት ጣኦታትን* ንዅሉ እቲ ኣብ ምድሪ ይሁዳን የሩሳሌምን እተራእየ ጽያፍን ኣርሓቐ።
24 ዮስያስ ከኣ ንቓላት እቲ ኣብታ ኻህን ሒልቅያ ኣብ ቤት የሆዋ ዝረኸባ መጽሓፍ ተጻሒፉ ዘሎ+ ሕጊ ምእንቲ ኺፍጽሞ ኢሉ፡+ ንጠየቕቲ መናፍስትን ንጠንቈልትን+ ንተራፊምን*+ ንጽዩፋት ጣኦታትን* ንዅሉ እቲ ኣብ ምድሪ ይሁዳን የሩሳሌምን እተራእየ ጽያፍን ኣርሓቐ።