2 ዜና መዋእል 15:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣሳ ድማ፡ እዚ ቓላት እዝን ትንቢት ነብዪ ዖዴድን ምስ ሰምዐ፡ ተብዐ እሞ ኻብ ኵላ ምድሪ ይሁዳን ብንያምን ካብተን ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም ዝሓዘን ከተማታትን ጽዩፋት ጣኦታት ኣርሓቐ፣+ ነቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ገበላ የሆዋ ዝነበረ መሰውኢ የሆዋ ኸኣ ሓደሶ።+
8 ኣሳ ድማ፡ እዚ ቓላት እዝን ትንቢት ነብዪ ዖዴድን ምስ ሰምዐ፡ ተብዐ እሞ ኻብ ኵላ ምድሪ ይሁዳን ብንያምን ካብተን ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም ዝሓዘን ከተማታትን ጽዩፋት ጣኦታት ኣርሓቐ፣+ ነቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ገበላ የሆዋ ዝነበረ መሰውኢ የሆዋ ኸኣ ሓደሶ።+