ዘሁልቍ 3:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ንነገድ ሌዊ+ ኣምጺእካ ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣሮን ደው ኣብሎም፣ ንሳቶም ከኣ የገልግልዎ።+ ዘዳግም 10:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “በታ ግዜ እቲኣ፡ የሆዋ ንነገድ ሌዊ፡ ታቦት ኪዳን የሆዋ ኺጸውር፡+ ንዕኡ ኼገልግሎ ኸኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኪቐውም፡ ከምዚ ኽሳዕ ሎሚ ዚገብሮ ድማ ብስሙ ኺባርኽ ኢሉ ፈለዮ።+
8 “በታ ግዜ እቲኣ፡ የሆዋ ንነገድ ሌዊ፡ ታቦት ኪዳን የሆዋ ኺጸውር፡+ ንዕኡ ኼገልግሎ ኸኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኪቐውም፡ ከምዚ ኽሳዕ ሎሚ ዚገብሮ ድማ ብስሙ ኺባርኽ ኢሉ ፈለዮ።+