2 ሳሙኤል 5:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዳዊት ድማ ኣብቲ ዕርዲ ተቐመጠ እሞ፡ ከተማ ዳዊት ተባህለት።* ዳዊት ድማ ካብቲ ዅምራ* ኣትሒዙ ብዙርያኣን ኣብ ውሽጣን ሃነጸ።+