ዘጸኣት 34:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ምስ ነበርቲ እታ ምድሪ ኺዳን ከይትኣቱ ተጠንቀቕ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንኣማልኽቶም ኪምንዝሩን ኪስውኡን ከለዉ፡+ ክትዕደምን ካብቲ መስዋእቲ ኽትበልዕን ኢኻ።+ 16 ካብ ኣዋልዶም ድማ ንኣወዳትካ ኽትወስድ ኢኻ፣+ ኣዋልዶም ከኣ ምስ ኣማልኽተን ኪምንዝራን ንደቅኻ ምስ ኣማልኽቶም ኬመንዝራኦምን እየን።+ እዝራ 10:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 ኵሎም እዚኣቶም ጓኖት ኣንስቲ ወሲዶም ነበሩ እሞ፡+ ነተን ኣንስቶም ምስ ደቀን ሰደድወን።+
15 ምስ ነበርቲ እታ ምድሪ ኺዳን ከይትኣቱ ተጠንቀቕ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንኣማልኽቶም ኪምንዝሩን ኪስውኡን ከለዉ፡+ ክትዕደምን ካብቲ መስዋእቲ ኽትበልዕን ኢኻ።+ 16 ካብ ኣዋልዶም ድማ ንኣወዳትካ ኽትወስድ ኢኻ፣+ ኣዋልዶም ከኣ ምስ ኣማልኽተን ኪምንዝራን ንደቅኻ ምስ ኣማልኽቶም ኬመንዝራኦምን እየን።+