እዝራ 9:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ካብ ኣዋልዶም ንርእሶምን ንደቆምን ኣንስቲ ወሲዶም ኣለዉ።+ ሕጂ ኸኣ እዞም ቅዱስ ዘርኢ+ ምስ ህዝብታት ሃገራት ተሓዋዊሶም ኣለዉ።+ ኣብዚ ጥልመት እዚ ድማ፡ እቶም መሳፍንትን እቶም መኳንንትን ቀንዲ በደልቲ ዀይኖም ኣለዉ።”
2 ካብ ኣዋልዶም ንርእሶምን ንደቆምን ኣንስቲ ወሲዶም ኣለዉ።+ ሕጂ ኸኣ እዞም ቅዱስ ዘርኢ+ ምስ ህዝብታት ሃገራት ተሓዋዊሶም ኣለዉ።+ ኣብዚ ጥልመት እዚ ድማ፡ እቶም መሳፍንትን እቶም መኳንንትን ቀንዲ በደልቲ ዀይኖም ኣለዉ።”