ነህምያ 2:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሳንባላጥ እቲ ሖሮናውን ጦብያ+ እቲ ዓሞናዊ+ ብዓል ስልጣንን* ጌሸም እቲ ዓረብን+ ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኣላገጹልናን+ ነዓቑናን፣ “እንታይ ኢኹም እትገብሩ ዘለኹም፧ ካብ ንጉስ ዲኹም እትዓልዉ ዘለኹም፧” ከኣ በሉና።+ ነህምያ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሳንባላጥን ጦብያን+ ኣዕራብን+ ዓሞናውያንን ኣሽዶዳውያንን+ ጽገና መካበብያ የሩሳሌም ይሰልጥ ከም ዘሎ፡ እቲ ፍራሳታ ኸኣ ኪዕበስ ከም ዝጀመረ ምስ ሰምዑ፡ ኣዝዮም ተቘጥዑ።
19 ሳንባላጥ እቲ ሖሮናውን ጦብያ+ እቲ ዓሞናዊ+ ብዓል ስልጣንን* ጌሸም እቲ ዓረብን+ ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኣላገጹልናን+ ነዓቑናን፣ “እንታይ ኢኹም እትገብሩ ዘለኹም፧ ካብ ንጉስ ዲኹም እትዓልዉ ዘለኹም፧” ከኣ በሉና።+
7 ሳንባላጥን ጦብያን+ ኣዕራብን+ ዓሞናውያንን ኣሽዶዳውያንን+ ጽገና መካበብያ የሩሳሌም ይሰልጥ ከም ዘሎ፡ እቲ ፍራሳታ ኸኣ ኪዕበስ ከም ዝጀመረ ምስ ሰምዑ፡ ኣዝዮም ተቘጥዑ።