1 ዜና መዋእል 8:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ደቂ ኤልጳዓል ከኣ፡ ዔበርን ሚሽዓምን ሻመድን (ንሱ ንኦኖን+ ንሎድን+ ዓድታታን ዝሰርሐ) ነህምያ 11:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ደቂ ብንያም ከኣ ኣብ ጌባዕ፡+ ሚኽማሽ፡ ዓይ፡ ቤት-ኤልን+ ዓድታታን፡ ነህምያ 11:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ሎድን ኦኖን፡+ ስንጭሮ ኢደ ጥበበኛታት ነበሩ።