ነህምያ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኤልያሺብ+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ኣሕዋቱ እቶም ካህናትን ድማ ተንሲኦም ነቲ ኣፍ ደገ ኣባጊዕ ሃነጽዎ።+ ድሕሪኡ፡ ቀደስዎን*+ መዓጹ ኣቘሙሉን፣ ክሳብ ግምቢ ሜኣህ፡+ ክሳብ ግምቢ ሓናንኤል ከኣ ቀደስዎ።+ ነህምያ 13:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ቅድሚ እዚ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ መኽዘናት* ቤት* ኣምላኽ ሓላፍነት ዝነበሮ ኻህን፡+ ኤልያሺብ+ እቲ ዘመድ ጦብያ+ ነበረ።
3 ኤልያሺብ+ እቲ ሊቀ ኻህናትን ኣሕዋቱ እቶም ካህናትን ድማ ተንሲኦም ነቲ ኣፍ ደገ ኣባጊዕ ሃነጽዎ።+ ድሕሪኡ፡ ቀደስዎን*+ መዓጹ ኣቘሙሉን፣ ክሳብ ግምቢ ሜኣህ፡+ ክሳብ ግምቢ ሓናንኤል ከኣ ቀደስዎ።+