-
1 ዜና መዋእል 3:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ደቂ ዮያቂም፡ የኮንያ+ ወዱን ጼዴቅያስ ወዱን እዮም።
-
-
ኤርምያስ 22:28መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
28 እዚ ኮንያ ዚብሃል ሰብኣይ እዚ ንዑቕን ስቡርን
ሓደ እኳ ዘይደልዮን ኣቕሓ ድዩ፧
ስለምንታይ እዮም ንሱን ዘርኡን እተደርበዩ፡
ናብ ዘይፈልጥዋ ምድሪ እውን እተሰንደዉ፧’+
-