እዮብ 31:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 “ምስ ኣዒንተይ ኪዳን ተኣታትየ እየ።+ ከመይ ኢለ እሞ ንድንግል ዘይግቡእ ቈላሕታ ኽገብረላ፧+ ማቴዎስ 5:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኣነ ግና፡ ንሰበይቲ ብፍትወት ዚጥምታ ዅሉ፡+ ብልቡ ድሮ ምስኣ ዘምዩ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ።+