እዮብ 1:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ኣብ ምድሪ ዑጽ፡ እዮብ* ዝስሙ ሰብኣይ ነበረ።+ ንሱ ንጹህን* ቅኑዕን ሰብኣይ ነበረ፣+ ንኣምላኽ ይፈርህን ካብ ክፉእ ይርሕቕን ነበረ።+ 2 ሸውዓተ ኣወዳትን ሰለስተ ኣዋልድን ከኣ ተወልዱሉ።
1 ኣብ ምድሪ ዑጽ፡ እዮብ* ዝስሙ ሰብኣይ ነበረ።+ ንሱ ንጹህን* ቅኑዕን ሰብኣይ ነበረ፣+ ንኣምላኽ ይፈርህን ካብ ክፉእ ይርሕቕን ነበረ።+ 2 ሸውዓተ ኣወዳትን ሰለስተ ኣዋልድን ከኣ ተወልዱሉ።