-
1 ሳሙኤል 9:21መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 ሳኦል ከኣ፡ “ኣነስ ብንያማዊ፡ ካብቶም ዝነኣሱ ነገዳት እስራኤል ደይኰንኩን፧+ ዓሌተይከ እቲ ኻብ ኵሎም ዓሌታት ነገድ ብንያም ዝነኣሰ ደይኰነን፧ ስለምንታይ ደኣ ኢኻ ኸምዚ ኢልካ እትዛረበኒ ዘለኻ፧” ኢሉ መለሰ።