2 ሳሙኤል 22:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ዳዊት ድማ በታ የሆዋ ኻብ ኢድ ኵሎም ጸላእቱን+ ካብ ኢድ ሳኦልን ዘናገፎ መዓልቲ፡+ ንየሆዋ ቓላት እዚ መዝሙር እዚ ተዛረቦ።+ 1 ዜና መዋእል 16:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንገለ ኻብቶም ሌዋውያን ድማ ኣብ ቅድሚ ታቦት የሆዋ ኼገልግሉን+ ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኬኽብርዎን* ኬመስግንዎን ኪውድስዎን ሸሞም። መዝሙር 9:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኦ የሆዋ፡ ብዅሉ ልበይ ክውድሰካ፡ብዛዕባ ዅሉ ዜደንቕ ግብርታትካ ኽነግር እየ።+