2 ዜና መዋእል 35:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቶም ዘመርቲ ደቂ ኣሳፍ ድማ፡+ ከም ትእዛዝ ዳዊትን+ ኣሳፍን+ ሄማንን የዱቱን+ እቲ ናይ ንጉስ ብዓል ራእይን ኣብ በቦታኦም ነበሩ፣ እቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ ኸኣ ኣብ እተፈላለየ ኣፍ ደገታት ነበሩ።+ ኣሕዋቶም እቶም ሌዋውያን የዳልዉሎም ስለ ዝነበሩ፡ ካብ ኣገልግሎቶም ኬልግሱ ኣየድልዮምን ነበረ።
15 እቶም ዘመርቲ ደቂ ኣሳፍ ድማ፡+ ከም ትእዛዝ ዳዊትን+ ኣሳፍን+ ሄማንን የዱቱን+ እቲ ናይ ንጉስ ብዓል ራእይን ኣብ በቦታኦም ነበሩ፣ እቶም ሓለውቲ ኣፍ ደገ ኸኣ ኣብ እተፈላለየ ኣፍ ደገታት ነበሩ።+ ኣሕዋቶም እቶም ሌዋውያን የዳልዉሎም ስለ ዝነበሩ፡ ካብ ኣገልግሎቶም ኬልግሱ ኣየድልዮምን ነበረ።