እዮብ 21:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ግናኸ፡ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ‘ሕደገና! መገድታትካ ኽንፈልጥ ኣይንደልን ኢና።+ 15 እነገልግሎስ፡ እቲ ዅሉ ዚኽእል መን እዩ፧+ ምስኡ ምፍላጥናኸ እንታይ ይጠቕመና፧’ ይብልዎ።+
14 ግናኸ፡ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ‘ሕደገና! መገድታትካ ኽንፈልጥ ኣይንደልን ኢና።+ 15 እነገልግሎስ፡ እቲ ዅሉ ዚኽእል መን እዩ፧+ ምስኡ ምፍላጥናኸ እንታይ ይጠቕመና፧’ ይብልዎ።+