-
1 ነገስት 21:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ሰበይቱ ኢዛቤል ድማ፡ “ኣብ ልዕሊ እስራኤል ነጊስካ ዘለኻስ ንስኻ ደይኰንካን፧ ተንስእ፡ እንጌራ ብላዕ፡ ልብኻ እውን ይተሓጐስ። ኣታኽልቲ ወይኒ ናቦት እቲ ይዝርኤላዊ፡ ኣነ ኽህበካ እየ” በለቶ።+