መዝሙር 44:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብኣታቶም ባህ ስለ ዝበለካ፡+ብየማነይቲ ኢድካን ብቕልጽምካን+ ብብርሃን ገጽካን እዮም እምበር፡ብሰይፎም ኣይኰኑን ነታ ምድሪ ተረስትዮምዋ፣+ቅልጽሞም እውን ኣይኰነን ዓወት ዘምጽኣሎም።+
3 ብኣታቶም ባህ ስለ ዝበለካ፡+ብየማነይቲ ኢድካን ብቕልጽምካን+ ብብርሃን ገጽካን እዮም እምበር፡ብሰይፎም ኣይኰኑን ነታ ምድሪ ተረስትዮምዋ፣+ቅልጽሞም እውን ኣይኰነን ዓወት ዘምጽኣሎም።+