-
ኤርምያስ 44:23መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 እዚ መስዋእቲ እዚ ስለ ዝሰዋእኩም፡ ንድምጺ የሆዋ ብዘይምእዛዝን ሕግታቱን ስርዓታቱን መዘኻኸሪታቱን ብዘይምስዓብን ከኣ ንየሆዋ ስለ ዝበደልኩምዎ እዩ ኸምዚ ሎሚ ዀይንዎ ዘሎ እዚ መዓት እዚ ዝወረደኩም።”+