እዮብ 36:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣዒንቱ ኻብ ጻድቕ ኣየልዕልን፣+ምስ ነገስታት* ኣብ ዝፋን የቐምጦም እሞ፡+ ንዘለኣለም ልዕል ይብሉ። መዝሙር 34:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣዒንቲ የሆዋ ናብ ጻድቃን፡+ኣእዛኑ ኸኣ ንኣውያቶም ይሰምዓ እየን።+ 1 ጴጥሮስ 3:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ምኽንያቱ፡ ኣዒንቲ የሆዋ* ናብ ጻድቃን፡ ኣእዛኑ እውን ንምህለላኦም ይሰምዓ እየን፣+ ገጽ የሆዋ* ግና ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።”+