-
2 ሳሙኤል 7:12-15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 መዓልትታትካ ምስ ተወድኣን+ ምስ ኣቦታትካ ምስ ደቀስካን፡ ብድሕሬኻ ኻብ ከርስኻ ዚወጽእ ዘርእኻ ኸተንስእ እየ፣ ነታ መንግስቱ እውን ከጽንዓ እየ።+ 13 ንሱ ንስመይ ቤት ኪሃንጽ እዩ፣+ ኣነ ድማ ዝፋን መንግስቱ ንዘለኣለም ከጽንዓሉ እየ።+ 14 ኣነ ኣቦኡ ክኸውን እየ፣ ንሱ ኸኣ ወደይ ኪኸውን እዩ።+ እንተ በዲሉ፡ ብበትሪ ሰብን ብመውቃዕቲ ደቂ ሰብን* ገይረ ኽገንሖ እየ።+ 15 ብተኣማንነት ዘርእዮ ፍቕረይ፡ ከምቲ ኻብቲ ኻብ ቅድሜኻ ዘርሓቕክዎ ሳኦል ዘልገስክዎ ገይረ፡+ ካብኡ ኣይከልግስን እየ።
-
-
መዝሙር 132:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 የሆዋ ንዳዊት ምሒሉሉ እዩ፣
ብርግጽ ድማ ቃሉ ኣይኪዓጽፍን እዩ።
-
-
ኢሳይያስ 55:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 እዝንኹም ኣድንኑ እሞ ናባይ ንዑ።+
-