መዝሙር 16:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ነቲ ዝመኸረኒ የሆዋ ኽውድሶ እየ።+ ብለይቲ እኳ ውሽጣዊ ሓሳባተይ* ይእርመኒ።+ 8 ንየሆዋ ወትሩ ኣብ ቅድመይ እገብሮ እየ።+ ብየማነይ ስለ ዝዀነ፡ ከቶ ኣይናወጽን* እየ።+ ምሳሌ 12:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሳላ እከይ ጸኒዑ ዚቐውም ሰብ የልቦን፣+ጻድቃን ግና ከቶ ኣይኪምሓዉን እዮም። 2 ጴጥሮስ 1:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ንጽውዓኹምን ንሕርያኹምን ኣጽኒዕኩም ክትሕዝዎ ኣዚኹም ትግሁ፣+ እዚ ትገብሩ እንተ ዄንኩምሲ፡ ከቶ ኣይክትወድቁን ኢኹም።+
7 ነቲ ዝመኸረኒ የሆዋ ኽውድሶ እየ።+ ብለይቲ እኳ ውሽጣዊ ሓሳባተይ* ይእርመኒ።+ 8 ንየሆዋ ወትሩ ኣብ ቅድመይ እገብሮ እየ።+ ብየማነይ ስለ ዝዀነ፡ ከቶ ኣይናወጽን* እየ።+