መዝሙር 17:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንልበይ መርሚርካዮ፡ ብለይቲ ድማ ኣጸቢቕካ ተዓዚብካኒ ኢኻ፣+ኣጽሪኻኒ ኢኻ፣+ገለ ኽፉእ ከም ዘይሓሰብኩ ኽትረክብ ኢኻ፣ኣፈይ እውን ኣይጠሓሰትን። መዝሙር 26:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኦ የሆዋ፡ መርምረንን ፈትነንን፣ንውሽጣዊ ሓሳባተይን* ንልበይን ኣጽርዮ።+