ኢሳይያስ 60:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣህዛብ ናብ ብርሃንኪ፡+ነገስታት+ ድማ ናብቲ ዚበርህ ግርማኺ*+ ኪኸዱ እዮም። ዘካርያስ 8:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ብዙሓት ህዝብታትን ሓያላት ኣህዛብን ከኣ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብ የሩሳሌም ኪደልይዎን+ ሞገስ የሆዋ ኺልምኑን* ኪመጹ እዮም።’