-
መዝሙር 22:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ኵሉ ወሰናት ምድሪ ንየሆዋ ኺዝክሮን ናብኡ ኺምለስን እዩ።
ኵሎም ዓሌታት ኣህዛብ ከኣ ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱ እዮም።+
-
-
ሚክያስ 4:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ንሱ ጐደናታቱ ኺምህረና፡
ንሕና እውን ብመገድታቱ ኽንመላለስ ኢና” ኸኣ ኪብሉ እዮም።
ሕግስ* ካብ ጽዮን፡
ቃል የሆዋ ድማ ካብ የሩሳሌም ኪወጽእ እዩ።
-