መዝሙር 90:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣኽራን ከይተወልደ፡ምድርን ፍርያም ምድርን እውን ከይገበርካ፡*+ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ንስኻ ኣምላኽ ኢኻ።+ ኣንባቆም 1:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧+ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ።*+ ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡+ ንስኻ ንመቕጻዕቲ* ሰሪትካዮም።+ ራእይ 1:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እቲ “ዘሎን ዝነበረን ዚመጽእን ኵሉ ዚኽእል”+ የሆዋ* ኣምላኽ፡ “ኣልፋን ኦሜጋን* ኣነ እየ”+ ይብል።
12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧+ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ።*+ ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡+ ንስኻ ንመቕጻዕቲ* ሰሪትካዮም።+