ዘጸኣት 3:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን+ ኣምላኽ ይስሃቅን+ ኣምላኽ ያእቆብን+ እየ” ድማ በሎ። ሽዑ፡ ሙሴ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከይጥምት ስለ ዝፈርሀ፡ ገጹ ኸወለ።
6 “ኣነ ኣምላኽ ኣቦኻ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን+ ኣምላኽ ይስሃቅን+ ኣምላኽ ያእቆብን+ እየ” ድማ በሎ። ሽዑ፡ ሙሴ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከይጥምት ስለ ዝፈርሀ፡ ገጹ ኸወለ።