መዝሙር 1:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ብምኽሪ እኩያት ሰባት ዘይመላለስ፡ኣብ መገዲ ሓጥኣን ከኣ ዘይቀውም፡+ኣብ መንበር መላገጽቲ ድማ ዘይቅመጥ ሰብ ሕጉስ እዩ።+ 2 ንሱ ብሕጊ የሆዋ ደኣ ይድሰት፣+ነቲ ሕጉ እውን መዓልትን ለይትን ብትሕቲ መልሓሱ የንብቦ።*+ መዝሙር 40:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኦ ኣምላኸይ፡ ፍቓድካ ምግባር ደስ ይብለኒ እዩ፣*+ሕግኻ ድማ ኣብ ውሽጠይ እዩ።+
1 ብምኽሪ እኩያት ሰባት ዘይመላለስ፡ኣብ መገዲ ሓጥኣን ከኣ ዘይቀውም፡+ኣብ መንበር መላገጽቲ ድማ ዘይቅመጥ ሰብ ሕጉስ እዩ።+ 2 ንሱ ብሕጊ የሆዋ ደኣ ይድሰት፣+ነቲ ሕጉ እውን መዓልትን ለይትን ብትሕቲ መልሓሱ የንብቦ።*+