2 ሳሙኤል 22:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብጭንቀይ ንየሆዋ ጸዊዐዮ፡+ናብ ኣምላኸይ ከኣ ተማህሊለ። ካብ መቕደሱ ድምጸይ ሰሚዑ፡ኣውያተይ ኣብ ኣእዛኑ በጺሑ።+ መዝሙር 10:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንስኻ ግና፡ ኦ የሆዋ፡ ልማኖ ዓቃላት* ትሰምዕ።+ ልቦም ተጽንዖ፡+ ንዓታቶም ከኣ ተቕልበሎም።+ መዝሙር 34:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣዒንቲ የሆዋ ናብ ጻድቃን፡+ኣእዛኑ ኸኣ ንኣውያቶም ይሰምዓ እየን።+ 1 ጴጥሮስ 3:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ምኽንያቱ፡ ኣዒንቲ የሆዋ* ናብ ጻድቃን፡ ኣእዛኑ እውን ንምህለላኦም ይሰምዓ እየን፣+ ገጽ የሆዋ* ግና ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።”+