ሮሜ 15:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ብተጻዋርነትናን+ ካብ ቅዱሳት ጽሑፋት ብዚርከብ መጸናንዕን ተስፋ ምእንቲ ኺህልወናስ፡+ እቲ ኣቐዲሙ እተጻሕፈ ዘበለ ዅሉ፡ ንትምህርትና እዩ እተጻሕፈ።+