ዘዳግም 33:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንያእቆብ ፍርድታትካ፡+ንእስራኤል ከኣ ሕግኻ ይምሃሩ።+ ዕጣን ጥዑም ጨና ኪዀነካ፡*+ምሉእ መስዋእቲ ድማ ኣብ መሰውኢኻ የቕርቡ።+ ኢሳይያስ 48:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሆዋ እቲ ተበጃዊኻ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+ “እቲ ዚጠቕመካ ዚምህረካ፡+በታ ኽትከደላ ዚግብኣካ መገዲ ዚመርሓካ፡+ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ እየ።
17 የሆዋ እቲ ተበጃዊኻ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+ “እቲ ዚጠቕመካ ዚምህረካ፡+በታ ኽትከደላ ዚግብኣካ መገዲ ዚመርሓካ፡+ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ እየ።