መዝሙር 32:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “ልቦና ኽህበካ፡ እታ ኽትከደላ ዚግብኣካ መገዲ ኽምህረካ እየ።+ ዓይነይ ኣብ ልዕሌኻ ገይረ ኽመኽረካ እየ።+ ኢሳይያስ 30:20, 21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 የሆዋ፡ ጭንቂ ኸም እንጌራ፡ ጭቈና እውን ከም ማይ እኳ እንተ ሃበኩም፡+ እቲ ዓብዪ መምህርካ ኣይኪሕባእን እዩ፣ ኣዒንትኻ ድማ ነቲ ዓብዪ መምህርካ+ ኺርእያኦ እየን። 21 ናብ የማን ወይ ናብ ጸጋም እንተ ኣቢልኩም ከኣ፡+ ኣእዛንካ ብድሕሬኻ፡ “እታ መገዲ እዚኣ እያ።+ ብእኣ ተመላለሱ” ዚብል ቃል ኪሰምዓ እየን። ኢሳይያስ 49:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+
20 የሆዋ፡ ጭንቂ ኸም እንጌራ፡ ጭቈና እውን ከም ማይ እኳ እንተ ሃበኩም፡+ እቲ ዓብዪ መምህርካ ኣይኪሕባእን እዩ፣ ኣዒንትኻ ድማ ነቲ ዓብዪ መምህርካ+ ኺርእያኦ እየን። 21 ናብ የማን ወይ ናብ ጸጋም እንተ ኣቢልኩም ከኣ፡+ ኣእዛንካ ብድሕሬኻ፡ “እታ መገዲ እዚኣ እያ።+ ብእኣ ተመላለሱ” ዚብል ቃል ኪሰምዓ እየን።
10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+