መዝሙር 36:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ጽድቅኻ ግርማ ኸም ዘለዎ ኣኽራን* እዩ፣+ፍርድታትካ ኸም ገፊሕ መዓሙቝ ማያት እዩ።+ ኦ የሆዋ፡ ንሰብን ንእንስሳን ተንብሮም።*+