መዝሙር 91:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሽበራታት ለይቲ ዀነ፡+ብመዓልቲ ዚውርወር ፍላጻ ኣይክትፈርህን ኢኻ።+ 6 ብድነ ዚቃጾ ለበዳ ዀነ፡ብቐትሪ ዜጽንት ጥፍኣት ኣይክትፈርህን ኢኻ። ኢሳይያስ 49:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+ ራእይ 7:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ደጊም ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እውን እዮም፣ ጸሓይ ኣይኪወቕዖምን፡ ሃሩር እውን ኣይኬንድዶምን እዩ፣+
10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+