2 ዜና መዋእል 20:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኦ ኣምላኽና፡ ኣብ ልዕሊኦም ፍርዲ ኣይትፍጽምን ዲኻ፧+ ንሕናስ ኣብ ቅድሚ እዚ ዚመጸና ዘሎ ብዙሕ ህዝቢ ሓይሊ የብልናን፣ እንታይ ከም እንገብር ከኣ ኣይንፈልጥን ኢና፣+ ኣዒንትና ግና ናባኻ እየን።”+ መዝሙር 25:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንኣእጋረይ ካብ መርበብ ኬውጽአን እዩ እሞ፡+ኣዒንተይ ወትሩ ናብ የሆዋ እየን።+
12 ኦ ኣምላኽና፡ ኣብ ልዕሊኦም ፍርዲ ኣይትፍጽምን ዲኻ፧+ ንሕናስ ኣብ ቅድሚ እዚ ዚመጸና ዘሎ ብዙሕ ህዝቢ ሓይሊ የብልናን፣ እንታይ ከም እንገብር ከኣ ኣይንፈልጥን ኢና፣+ ኣዒንትና ግና ናባኻ እየን።”+