ዘዳግም 10:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ንሱ ንዘኽታምን* ንመበለትን ፍትሒ የውጽእ፡+ ንጓና ኸኣ የፍቅር፡+ እንጌራን ክዳንን እውን ይህቦ። መዝሙር 68:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣምላኽ ኣብ ቅዱስ ማሕደሩ+ኣቦ ዘኽታማትን* መዕቈቢ* መበለታትን እዩ።+