መሳፍንቲ 5:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ኦ የሆዋ፡ ኵሎም ጸላእትኻ ኸምኡ ይጥፍኡ፡+እቶም ዜፍቅሩኻ ግና፡ ከምታ ብኽብራ እትበርቕ ጸሓይ ይኹኑ።” እታ ምድሪ ድማ 40 ዓመት ዓረፈት።*+ መዝሙር 125:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 125 እቶም ብየሆዋ ዚእመኑ፡*+ከምታ ዘይትናወጽ፡ግናኸ ንዘለኣለም እትነብር ከረን ጽዮን እዮም።+