ኢሳይያስ 6:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሓደ ኸኣ ነቲ ሓደ፡“ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።+ ብዘላ ምድሪ ብኽብሩ መሊኣ ኣላ” ኢሉ ኣድሃየ። 1 ጴጥሮስ 1:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 የግዳስ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ብዅሉ ኣካይዳኹም ቅዱሳት ኩኑ፣+