ዘጸኣት 15:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ራእይ 4:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ፡ ነፍሲ ወከፎም ሸሽዱሽተ ኽንፊ ነበሮም፣ ብዙርያኦምን ብውሽጦምን ከኣ ኣዒንቲ መሊእዎም ነበረ።+ መዓልትን ለይትን ከየቋረጹ ድማ፡ “እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን+ ኵሉ ዚኽእል የሆዋ* ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ”+ ይብሉ።
11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ መንጎ ኣማልኽትስ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ ኣታ ብመዝሙር ውዳሰ እትኽበር፡ መስተንክር እትገብር፡+ ብቕድስና ዓብዪ ዝዀንካ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+
8 እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራት ድማ፡ ነፍሲ ወከፎም ሸሽዱሽተ ኽንፊ ነበሮም፣ ብዙርያኦምን ብውሽጦምን ከኣ ኣዒንቲ መሊእዎም ነበረ።+ መዓልትን ለይትን ከየቋረጹ ድማ፡ “እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን+ ኵሉ ዚኽእል የሆዋ* ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ”+ ይብሉ።