ዘጸኣት 34:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እናሓለፈ፡ ከምዚ ኢሉ ኣወጀ፦ “የሆዋ፡ የሆዋ፡ መሓርን+ ርሕሩሕን*+ ኣምላኽ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ፡+ ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን*+ ሓቅን፡*+ ኢሳይያስ 55:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እዝንኹም ኣድንኑ እሞ ናባይ ንዑ።+ ስምዑ እሞ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም፣*ኣነ ኸኣ ምስቲ እሙን* ዝዀነ ንዳዊት ብተኣማንነት ዘርኣኽዎ ፍቕሪ ብምስምማዕ፡+ምሳኻትኩም ናይ ዘለኣለም ኪዳን ክኣቱ እየ።+
6 የሆዋ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እናሓለፈ፡ ከምዚ ኢሉ ኣወጀ፦ “የሆዋ፡ የሆዋ፡ መሓርን+ ርሕሩሕን*+ ኣምላኽ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ፡+ ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን*+ ሓቅን፡*+
3 እዝንኹም ኣድንኑ እሞ ናባይ ንዑ።+ ስምዑ እሞ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም፣*ኣነ ኸኣ ምስቲ እሙን* ዝዀነ ንዳዊት ብተኣማንነት ዘርኣኽዎ ፍቕሪ ብምስምማዕ፡+ምሳኻትኩም ናይ ዘለኣለም ኪዳን ክኣቱ እየ።+