1 ሳሙኤል 2:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሰብ ብሓይሊ ኣይኰነን ዚዕወት እሞ፡+ንሱ ስጕምቲ እሙናቱ ይሕሉ፣+እኩያት ግና ኣብ ጸልማት ስቕ ይብሉ።+ መዝሙር 145:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 የሆዋ ንዅሎም እቶም ዜፍቅርዎ ይሕልዎም፣+ንዅሎም እኩያት ግና ኬጥፍኦም እዩ።+