መዝሙር 91:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብዅሉ መገድታትካ ኺሕልዉኻስ፡+ንመላእኽቱ+ ኺእዝዘልካ እዩ። መዝሙር 97:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ኣቱም ንየሆዋ እተፍቅርዎ፡ ክፍኣት ጽልኡ።+ ንሱ ህይወት* እሙናቱ ይሕሉ፣+ካብ ኢድ እኩያት የናግፎም።+ መዝሙር 121:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንሱ እግርኻ ኼንደልህጽ* ከቶ ኣይኪፈቅድን እዩ።+ እቲ ዚሕልወካ ኸቶ ኣይታኸስን እዩ።