ዘዳግም 15:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣብታ ምድርስ ወትሩ ድኻታት ኪህልዉ እዮም።+ ስለዚ እየ፡ ‘ነቲ ኣብ ምድርኻ ዘሎ ውጹዕካን ድኻ ሓውካን ብልግሲ ኢድካ ኽፈተሉ’ ኢለ ዝእዝዘካ ዘለኹ።+ እዮብ 31:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንድኻታት ዚምነይዎ ኸሊአዮም እንተ ዀይነ፡+ኣዒንቲ መበለት ከኣ ኣጕህየ* እንተ ዀይነ፡+ እዮብ 31:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ኢደይ* ካብ መንኵበይ ትምለቝ፣ቅልጽመይ ከኣ ኣብ ኵርናዕ ኢደይ* ይሰበር። መዝሙር 112:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ብሰፊሑ ዓዲሉ፣ ንድኻታት ሂቡ።+ צ [ጻዴ] ጽድቁ ንዘለኣለም ይነብር።+ ק [ቆፍ] ብርታዐኡ* ብኽብሪ ልዕል ኪብል እዩ። ምሳሌ 19:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንትሑት ሞገስ ዜርእዮ፡ ንየሆዋ የለቅሖ፣+ንሱ ኸኣ ከም ግብሩ ይፈድዮ።*+
16 ንድኻታት ዚምነይዎ ኸሊአዮም እንተ ዀይነ፡+ኣዒንቲ መበለት ከኣ ኣጕህየ* እንተ ዀይነ፡+ እዮብ 31:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ኢደይ* ካብ መንኵበይ ትምለቝ፣ቅልጽመይ ከኣ ኣብ ኵርናዕ ኢደይ* ይሰበር። መዝሙር 112:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ብሰፊሑ ዓዲሉ፣ ንድኻታት ሂቡ።+ צ [ጻዴ] ጽድቁ ንዘለኣለም ይነብር።+ ק [ቆፍ] ብርታዐኡ* ብኽብሪ ልዕል ኪብል እዩ። ምሳሌ 19:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንትሑት ሞገስ ዜርእዮ፡ ንየሆዋ የለቅሖ፣+ንሱ ኸኣ ከም ግብሩ ይፈድዮ።*+