ራእይ 1:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣብ የማናይ ኢዱ ሸውዓተ ኸዋኽብቲ ነበሮ፣+ ካብ ኣፉ ድማ ክልተ ዝኣፉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ ይወጽእ ነበረ፣+ ገጹ እውን ከምታ ብሓይሊ እተብርህ ጸሓይ ነበረ።+ ራእይ 19:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ካብ ኣፉ ድማ ንኣህዛብ ዚወቕዓሉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ+ ይወጽእ፣ ንሱ ኸኣ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ።+ ነቲ ናይቲ ነድሪ ቝጥዓ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ መጽመቝ ወይኒ ድማ ይረግጾ።+
16 ኣብ የማናይ ኢዱ ሸውዓተ ኸዋኽብቲ ነበሮ፣+ ካብ ኣፉ ድማ ክልተ ዝኣፉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ ይወጽእ ነበረ፣+ ገጹ እውን ከምታ ብሓይሊ እተብርህ ጸሓይ ነበረ።+
15 ካብ ኣፉ ድማ ንኣህዛብ ዚወቕዓሉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ+ ይወጽእ፣ ንሱ ኸኣ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ።+ ነቲ ናይቲ ነድሪ ቝጥዓ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ መጽመቝ ወይኒ ድማ ይረግጾ።+