ምሳሌ 6:33-35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ቍስልን ውርደትን ጥራይ እዩ ዚረክብ፣+ነውሩ ኸኣ ኣይድምሰስን እዩ።+ 34 ቅንእስ ንሰብኣይ የነድሮ እዩ፣ሕነ ኺፈዲ ኸሎ ድማ ኣይርሕርሕን እዩ።+ 35 ካሕሳ* ኣይቅበልን እዩ፣ህያብ ኣብዚሕካ እንተ ኣቕረብካሉ እኳ፡ ኣይሃድእን እዩ። ምሳሌ 7:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ፍላጻ ንጸላም ከብዱ ኽሳዕ ዚወግኣ፡ ከምኡ ገበረ። ናብ መጻወድያ ኸም ዚሸብብ ዑፍ፡ ህይወቱ* ኸም ዚስእን ኣይፈለጠን።+
33 ቍስልን ውርደትን ጥራይ እዩ ዚረክብ፣+ነውሩ ኸኣ ኣይድምሰስን እዩ።+ 34 ቅንእስ ንሰብኣይ የነድሮ እዩ፣ሕነ ኺፈዲ ኸሎ ድማ ኣይርሕርሕን እዩ።+ 35 ካሕሳ* ኣይቅበልን እዩ፣ህያብ ኣብዚሕካ እንተ ኣቕረብካሉ እኳ፡ ኣይሃድእን እዩ።