ምሳሌ 4:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ናብ መገዲ እኩያት ኣይትእቶ፣ብጐደና ኽፉኣት ከኣ ኣይትኺድ።+ ምሳሌ 13:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ምስ ጥበበኛታት ዚመላለስ ጥበበኛ ይኸውን፣+ምስ ዓያሹ ዚሓብር ግና ክፉእ ይረክብ።+ 1 ቈረንቶስ 15:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ኣይትታለሉ። ሕማቕ ዕርክነት ንጽቡቕ ልማድ* የበላሽዎ እዩ።+