ምሳሌ 2:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ጥበብ ናብ ልብኻ ምስ ኣተወት፡+ፍልጠት ድማ ንነፍስኻ* ባህ ምስ ኣበለታ፡+11 ምምዝዛን ክትሕልወካ፡+ምስትውዓል ከኣ ከተዕቍበካ እያ፣ ምሳሌ 14:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዓያሹ ብበደል* ይዋዘዩ፣+ኣብ መንጎ ቕኑዓት ግና ንምትዕራቕ ፍቓደኛነት* ኣሎ። ምሳሌ 15:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ልቢ ንዘይብሉ፡ ዕሽነት ሓጐስ እዩ፣+ኣስተውዓሊ ሰብ ግና ትኽ ኢሉ ይኸይድ።+
10 ጥበብ ናብ ልብኻ ምስ ኣተወት፡+ፍልጠት ድማ ንነፍስኻ* ባህ ምስ ኣበለታ፡+11 ምምዝዛን ክትሕልወካ፡+ምስትውዓል ከኣ ከተዕቍበካ እያ፣ ምሳሌ 14:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዓያሹ ብበደል* ይዋዘዩ፣+ኣብ መንጎ ቕኑዓት ግና ንምትዕራቕ ፍቓደኛነት* ኣሎ። ምሳሌ 15:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ልቢ ንዘይብሉ፡ ዕሽነት ሓጐስ እዩ፣+ኣስተውዓሊ ሰብ ግና ትኽ ኢሉ ይኸይድ።+