መዝሙር 1:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ንሱ ብሕጊ የሆዋ ደኣ ይድሰት፣+ነቲ ሕጉ እውን መዓልትን ለይትን ብትሕቲ መልሓሱ የንብቦ።*+ 3 ንሱ ኸምታ ፍሪኣ በብግዜኣ እተፍሪ፡ኣቝጽልታ ኸኣ ዘይጽምሉ፡ኣብ ጥቓ ወሓይዝ ማይ እተተኽለት ኦም ይኸውን። ዚገብሮ ዅሉ እውን ይሰልጦ።+ መዝሙር 52:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣነ ግና ኣብ ቤት ኣምላኽ ልሙዕ ኦም ኣውልዕ ክኸውን እየ፣እምንቶይ ንዘለኣለመ ኣለም ኣብቲ ኣምላኽ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ እዩ።+
2 ንሱ ብሕጊ የሆዋ ደኣ ይድሰት፣+ነቲ ሕጉ እውን መዓልትን ለይትን ብትሕቲ መልሓሱ የንብቦ።*+ 3 ንሱ ኸምታ ፍሪኣ በብግዜኣ እተፍሪ፡ኣቝጽልታ ኸኣ ዘይጽምሉ፡ኣብ ጥቓ ወሓይዝ ማይ እተተኽለት ኦም ይኸውን። ዚገብሮ ዅሉ እውን ይሰልጦ።+