ኤርምያስ 6:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኣቲ ምድሪ፡ ስምዒ! ንሳቶም ናብ ቃላተይ ኣየቕለቡን፡ንሕገይ* ድማ ነጺጎምዎ እዮም እሞ፡ከም ፍረ ሓሳቦም፡ኣብዚ ህዝቢ እዚ መዓት አምጽእ ኣለኹ።”+ ገላትያ 6:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣይትታለሉ፦ ኣምላኽ ኣይዕሾን እዩ። ሰብ ዘዝዘርኦ እዩ ዚዓጽድ።+