2 ሳሙኤል 4:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዳዊት ግና ንሬካብን ንሓዉ ባዓናን፡ ደቂ ሪሞን እቲ ብኤሮታዊ፡ ከምዚ በሎም፦ “ከምቲ እቲ ኻብ ኵሉ ጭንቂ ዘናገፈኒ* የሆዋ ህያው ዝዀነ፡+ 10 ሓደ ዘበሰረ መሲልዎ፡ ‘እንሆ፡ ሳኦል ሞይቱ’ ኢሉ ምስ ነገረኒ፡+ ሒዘ ኣብ ጺቅላግ ቀተልክዎ።+ ካባይ እተቐበሎ ዓስቢ ልኡኽ እዚ እዩ ነይሩ!
9 ዳዊት ግና ንሬካብን ንሓዉ ባዓናን፡ ደቂ ሪሞን እቲ ብኤሮታዊ፡ ከምዚ በሎም፦ “ከምቲ እቲ ኻብ ኵሉ ጭንቂ ዘናገፈኒ* የሆዋ ህያው ዝዀነ፡+ 10 ሓደ ዘበሰረ መሲልዎ፡ ‘እንሆ፡ ሳኦል ሞይቱ’ ኢሉ ምስ ነገረኒ፡+ ሒዘ ኣብ ጺቅላግ ቀተልክዎ።+ ካባይ እተቐበሎ ዓስቢ ልኡኽ እዚ እዩ ነይሩ!